ዛላንበሳ⬆️
ንመላእ ህዝቢ ትግራይ፣ ህዝቢ #ኤርትራን ህዝቢታት #ኢትዮጵያን እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት 2011 ዓ.ም ብሰላም ኣብፀሓኹም።
ኣብ #ዛላንበሳ ዝነበረ ሓፁር/ድፋዕ/ብኣባላት ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብኸምዚ ብሰላም ምፍራስ ጀሚሩ ኣሎ።
እዙይ ርክብ ኣሓት ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን መላእ ህዝብታት ኢትዮጵያን ንምጥንኻር ዝለዓለ ትፅቢት ዝግበረሉ ተግባር እዩ።
ደጊምና ሰናይ ሓዱሽ ዓመት!
.
.
የኢትዮጵያና የኤርትራ ወታደራዊ አመራሮች ዛሬ ጳጉሜን 5 ቀን 2010 ዓም በዛላምበሳ ድምበር ተገናኝተዋል፡፡ኢትዮ ኤርትራ በመሬት ለማገናኘት ከሚያስችሉ መንገዶች አንዱ ዛላምባሳ ሲሆን በቅርቡ ስራ እንደሚጀምር በሁለቱም አገራት መሪዎች ስምምነት መደረጉ የሚታወስ ነው፡፡
🌼🌼መልካም አዲስ አመት🌼🌼
©የትግራይ ክልል መንግስት ኮሚኒኬሽን
@tsegabwolde @tikvavahethiopia

ንመላእ ህዝቢ ትግራይ፣ ህዝቢ #ኤርትራን ህዝቢታት #ኢትዮጵያን እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት 2011 ዓ.ም ብሰላም ኣብፀሓኹም!
@tsegabwolde @tikvahethiopia
@tsegabwolde @tikvahethiopia
መንገዱ ተዘግቷል...
#ኢትዮጵያና #ኤርትራን በሑመራ-ኦምሓጀር መስመር የሚያገናኘው መንገድ #መዘጋቱን ቢቢሲ ትግርኛ ዘግቧል።
.
.
መስመር ሑመራ-ኦምሓጀር ዳግም ተዓፅዩ
ኣፍደገ ዶብ ሑመራ-ኦምሓጀር ሎምዓልቲ ንጉሆ ከምዝተዓፀወ ነበርቲ ሑመራ ንቢቢሲ ትግርኛ ገሊፆም።
ምክትል ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ሰቲት ሑመራ፡ ኣይተ ይብራህ የማነ እውን እቲ ኣፍደገ ዶብ ንጉሆ ሰዓት ሓደ (ሸውዓተ) ከምዝተዓፀወ ንቢቢሲ ተዛሪቦም።
ኣብ ሓለዋ ዝርከቡ ወተሃደራት ኤርትራ፡ መካይን ከይኣትዋን ከይወፅኣን ክኽልክሉ ከምዝተነገሮምን እቲ ዝፀንሐ ንግዳዊ ልውውጥ ጠጠው ኢሉ ምህላዉን ኣይተ ይብራህ ገሊጾም።
ኣብዚ እዋን እዚ ብጣዕሚ ብዙሓት ንብረት ዝፀዓና መካይን ብኽልቲኡ ገፅ እቲ ዶብ ጠጠው ኢለን ኣለዋ።
እዚ ከምኡ ኢሉ እንከሎ፡ ዝዓደግናዮ ንብረት ክነምፅእ ዝበሉ ሰባት ግን ብኽልቲኡ ወገን ተፈቒዱሎም ንብረቶም የእትዉ ምህላዎም ዝገለፁ ኣይተ ይብራህ፡ ካልእ ዝኾነ ይኹን ሓድሽ ንግዳዊ ልውውጥ ግና ተገቲኡ'ሎ ኢሎም።
ኣቲወን ዝፀንሓ መካይን ብኽልቲኡ ወገን ምምላስ ኣይተኸልከላን፤ ብእግሮም ዝንቀሳቐሱ ሰባት እውን ከይኣትዉን ከይወፅኡን ኣይተኸልኡን።
ከምቲ ኣብቲ ቅድም ኢሉ ዝተዓጸወ ኣፍደገ ዶብ ዘላምበሳ፡ ኣብ መንጎ ነበርቲ ሰርሓን ዘላምበሳን ዝካየድ ዘሎ ማሕበራዊ ርክብ፡ ሩባ ተከዘ ዝፈለዮም ነበርቲ ኦምሓጀርን ሑመራን እውን ብእግሮም ኣትዮም ንምውፃእ ዛጊድ ከምዘይተኸልከሉ እቶም ወሃብቲ ርእይቶ ይገልፁ።
ኣብዚ ሕዚ እዋን ብዘይካ ኣፍደገ ዶብ ቡሬ-ዓሰብ ካልኦት ኩሎም ተኸፊቶም ዝነበሩ ኣፍደገ ዶብ ተዓፅዮም ኣለዉ።
ኣፍደገ ዶብ ሑመራ-ኦምሓጀር ምስተኸፈተ ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ናብ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ-ሑመራ ብምምፃእ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክረኽቡ ምኽኣሎም ተገሊፁ ምንባሩ ይዝከር።
ብተመሳሳሊ፡ ቅድሚ 20 ዓመት እቲ ጎንፂ ምስ ኣጋጠመ ንብረቶም ሒዞም ክወፅኡ ዘይተፈቐደሎም ኤርትራውያን: እቲ ኣፍደገ ዶብ ምስተኸፈተ ናብ ሑመራ መፂኦም ንብረቶም ክምለሰሎም ይሓቱ ምህላዎም እውን ይፍለጥ።
Via #BBC