ኣብ ከተማ ኣላማጣ ኣብ ልዕሊ ሓደ ስድራ ብዝተደርበየ ተተኳሲ ኣብ 5 ሰባት ሞትን መቑሰልትን በፂሑ።
በቲ ትማሊ ሓምለ 21/2017 ዓ.ም ምሸት ኣብ መንበሪ ገዛ ዝተደርበየ ቡንባ 2 ሞይቶም : 3 ቆሲሎም ንሕክምና ኣብ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር መቐለ ይርከቡ።
ፓሊስ ከተማ ኣላማጣ ብዛዕባ እቲ ዝተፈፀም ሞትን መቑሰልትን ዛጊድ ብዕሊ ዝበሎ የለን ክብል ቲክቫህ ኢትዮጵያ ቤተሰብ መቐለ ፀብፂቡ።
@tikvahethiopiatigrigna

😭12👏1
ቤት-ፍርዲ ክልል ትግራይ ብር 500,573,309.86 ንመምህራን ትግራይ ክኽፈል ውሳነ ሂቡ ።
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ሎሚ ሓምለ 22/2017 ዓ/ም ኣብ ኣብ ዝሰየሞ መጋባእያ ውዙፍ መሃያ ናይ 17 ኣዋርሕ መምህራን ዝምልከት ተኸሳሲ ቢሮ ትልምን ፍይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ ሒሳብ ቑፅሪ 1000537846724 ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ተኣጊዱ ዝፀንሐ ብር 500,573,309.86 ን መምህራን ትግራይ ክኽፈል ወሲኑ ።

❤21👏9
ህዝቢ ትግራይ ፀቕጥታትን ምግላልን በዚሑዎ ተገዲዱ ተስፋ ናይ ዝሰኣነ ውሳነ ከይውስን ጥንቃቐ የድሊ ኢሎም
ፕረዚደንት ታደሰ ወረደ ( ሌ/ጀነራል) ።
እቶም ፕሬዚዳንት እዚ ዝበሉ ብዋና ኮሚሽነር ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ካቢኔኦም ብምኻን ኣብ ዘዘራረብሉ እዩ።
ትማሊ ሓምለ 22/2017 ዓ.ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ጊዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝተገበረ ፈላሚ ዘተ : ቅድሚ ሃገራዊ ምኽክር ፓለቲካዊ ዘተ መንግስቲ ትግራይን ፌደራልን ይቐድም ኢሎም ፕሬዜዳንት ታደሰ።
ዕላማ : ዕማማትን ኣንፈታትን ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዘብርሁ ዋና ኮሚሽነር ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ብወገኖም : ሃገራዊ ዘተን ምኽክርን ፀገማት ብዘላቒ ከፍትሑን ዝጀመረ ሰላም ፅኑዕ መሰረት ክህልዎን ፍቱን መድሓኒት እዩ ኢሎም።
ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ እቲ ሃገራዊ ምኽክር ኮሚሸን ኣብ ትግራይ ንዘካይዶ ስራሕቲ ከምዝድግፍ ፕሬዜዳንት ታደሰ ወረደ ( ሌ/ጀነራል) ኣረጋጊፆም እዮም።

❤3👍3👎1
ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ደው ኢሉ ዝፀንሐ መስርሕ DDR መሊሱ ክጅምር እዩ ኢሉ ኮሚሽን ተሃድሶ ጨንፈር ትግራይ።
104.4 ኤፍ ኤም መቐለ ነቲ ኮሚሽን ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ : ደው ኢሉ ዝፀንሐ መስርሕ ዲዲኣር ካብ ፅባሕ ሓምለ 24/ 2017 ዓ/ም ኣብ ማእኸላት መለስ ካምፓስ : ዕዳጋ ሓሙስን ዓዲ በራኽን ከቕፅል እዩ።
@tikvahethiopiatigrigna
104.4 ኤፍ ኤም መቐለ ነቲ ኮሚሽን ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ : ደው ኢሉ ዝፀንሐ መስርሕ ዲዲኣር ካብ ፅባሕ ሓምለ 24/ 2017 ዓ/ም ኣብ ማእኸላት መለስ ካምፓስ : ዕዳጋ ሓሙስን ዓዲ በራኽን ከቕፅል እዩ።
@tikvahethiopiatigrigna
👍2👎2❤1
ፅባሕ ሓሙስ ሓምለ 24/2017 ዓ.ም በብርኪ ሃገር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ተኸላ ፈልሲ 700 ሚሊዮን ክሳለጥ እዩ።
ቀዳማይ ሚንስትር ፌዴሪኢ ኣብይ ኣሕመድ ( ዶ/ር ) ሎሚ ሮቡዕ ሓምለ 23/2017 ዓ.ም ኣብ ማሕበራዊ ሚድየኦም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ " ኩልና ኣብ'ዚ ደሚቕ ታሪኻዊ ፍፃመ ኢድና ንሕወስ " ኢሎሞ።
@tikvahethiopiatigrigna
ቀዳማይ ሚንስትር ፌዴሪኢ ኣብይ ኣሕመድ ( ዶ/ር ) ሎሚ ሮቡዕ ሓምለ 23/2017 ዓ.ም ኣብ ማሕበራዊ ሚድየኦም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ " ኩልና ኣብ'ዚ ደሚቕ ታሪኻዊ ፍፃመ ኢድና ንሕወስ " ኢሎሞ።
@tikvahethiopiatigrigna
👎10❤3👍1
ኣብ ዘይግባእ ሽጣራ ዝተሳተፋ 254 መኻይን ፅዕነት ነዳዲ ብር 116 ሚሊዮን ተቐፃዐን : ልዕሊ 354 ትካላት መዐደሊ ነዳዲ ተኸሲሰን።
ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ሎሚ ሓሞለ 23/2817 ዓ.ም ከምዘፍለጦ : እተን መካይን ኣብ ዝርግሐ ነዳዲ ፀገም ዝፈጠራን ፍትሓውነት ዘዛባዓን እየን ተባሂለን።
እቶም ክሲ ዘቐረበሎም ትካላት መዐደሊ ነዳዲ ድማ ንዝተቐበሉዎ ነዳዲ ብዝተቐመጠ ተመን ዋጋ ክሸጡ እናተገብኦም፤ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዋጋ ወሲኾም ዝሸጡ ዝተረኸቡ እዮም።

👏6
ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ጥቕዓት ምብፅሑ ተፈሊጡ።
ፓርቲ ስምረት ሎሚ ሓምለ 23/2017 ዓ.ም ኣብ ዕላዊ ገፅ ማሕበራዊ ሚድዩኡ ከምዝበሎ : "ዝተፈፀመ ዘይሕጋዊ ተግባር ኩሉ ክኹንኖ ይግባእ : " ።
ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ እንታይ ተፈፂሙ ?
ትማሊ ሰሉስ ሓምለ 22/ 2017 ዓ.ም ለይቲ ሰዓት 4:45 መንነቶም ዘይፍለጡ ብማስክ ገፆም ዝተሸፈኑ ዕጡቓት ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ ጉድኣት ኣብፂሖም።
ካብቶም መንነቶም ዘይተፈለጡ 5 ዕጡቓት እቶም 3 ናይ ነባር ዩኒፎርም ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዝተኸደኑ : እቲ ሓደ ድማ ዩኒፎርም ፖሊስ ክዳን ዝተኸደነን ሓዲኡ ድማ ክዳን ሲቪል ዝወደዩ እዮም ።
መንነቶም ዘይተፈለጡ 5 ዕጡቓት ንሓለዋ እቲ ህንፃ ብሓይሊ ኣፈራሪሖምን ደፊኦምን ብምእታው ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ተለጢፉ ዝነበረ ባነር ነቒሎምዎ እዮም።
ብሔራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሰነ10/ 2017 ዓ.ም ብቑፅሪ 1262/11/15569 ንጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብዝፀሓፎ ዕላዊ ደብዳቤ ፓርቲ ስምረት ክሳብ ጣብያ ወሪዱ ምልመላን ምዝገባን ኣባላት ክፍፅም ኣድላዪ ድጋፍ ክገብር ኣተሓሳሲቡ እዩ።

❤7👍2👎2
በዚ መሰረት ስምረት ዋና ቤት ፅሕፈትና ኣብ መቐለ ከፊቱ ኣብ መሊእ ትግራይ ስራሕቲ ምምልማልን ምምዝጋብ ኣባላት እናወገነ ይርከብ ።
ስለዝኾነ ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ልዕሊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ስምረት ዝተፈፀመ ዘይሕጋዊ ተግባር ግቡእ ምፅራይ ገይሩ ሕጊ ከኽብርን ግቡእን እኹልን ሓለዋ ፀጥታ ክገብር ተሓቲቱ ኣሎ ።
" ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ተግባር ዝፈፀሙ ጥርጡራት ከሲስና ልዕልነት ሕጊ ክረጋገፅ ከምንቃለስ ንመላእ መስራቲ ኣባልናን ደጋፊናን ነፍልጥ " ኢሉ ፓርቲ ስምረት ።
ፓሊስ ብዛዕባ ፓርቲ ስምረት "ኣብ ልዕሊ ቤት ፅሕፈተይ በፂሑ " ዝበሎ መጥቃዕቲ ዛጊድ ዝበሎ የለን ክብል ቲክቫህ ኢትዮጵያ ቤተሰብ መቐለ ፀብፂቡ።

👍6👎2
ኣብ ውሽጢ 21 መዓልትታት 60 ምኢታዊ ግብሪ ከም ዝኣከበ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ትግራይ ገሊፁ።
እቶም ዳይሬክተር ነዚ ዝገለፁ ፣ በዓል መዚ ሎሚ ሓምለ 24/2017 ዓ.ም ከምዘፍለጦ : ካብ ባሕቲ ሓምለ ክሳዕ ሓምለ 21/2017 ዓ.ም ከተማ መቐለ 54 ሚኢታዊ ፣ ዞባ ምብራቕ 61 ሚኢታዊ ፣ ዞባ ማእኸል 62 ሚኢታዊ ፣ ዞባ ደቡብ ምብራቕ 78 ሚኢታዊ፣ ዞባ ሰሜን ምዕራብ 55 ምኢታዊ ፣ ዞባ ደቡብ 81 ሚኢታዊ እቶት ተኣኪቡ።
ኣብ'ዚ ዓመት ብደረጃ ትግራይ 25 ቢልዮን ብር እቶት ግብሪ ንምእካብ ትልሚ ተታሒዙ ኣሎ።

👎4
ብምኽንያት ህልው ኩነታት ትግራይ መረፃ ሓደሽቲ ኣባላት ቤት ምኽሪ ተናዊሑ ኢሉ ቤት ምኸሪ ጉዳያት እስልምና ትግራይ።
ኣብ ትግራይ ካብ 2008 ጀሚሩ ብዘጋጠመ ቫይረስ ኮረና ፣ ኩናትን ካልኦት ምኽንያታትን መረፃ ሓደሽቲ ኣባላት ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና እናተናወሓ እዩ መፅዩ ።
"እቲ ዝተውሃበ ምኽንያት ቅቡልነት የብሉን መረፃ ኣብያተ ምኽሪ ዞባን ክልልን ኣብ ጊዚኡ ክካየድ ይግባእ " ወሃብቲ ርኢቶ ተኸተልቲ እምነት እስልምና።

❤2👎1